All updates

ምዉቕ ዮሃና ንጋንታታት ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ

13/03/2024

ኣብቲ ኣብ ኣክራ፡ ጋና፡ ዚተኻየደ መበል 13 ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ 2024 (The 13th African Game 2024)፡ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ደቂ ተባዕትዮ ኤርትራ ቀዳማይ፡ ካልኣይን ሳልሳይን ተርታታት፣ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ደቀንስትዮ ኤርትራ ድማ፡ ቀዳማይን ሳልሳይን ተርታታት ብምሓዝ፣ ኣዝዩ ድሙቕ ዓብላሊ ዓወት ኣመዝጊበን። በዚ ኣዝዩ ዘሐጕስን ዘሐብንን ዓወታት’ዚ፡ ምዉቕ ዮሃና ንሃገራዊ ጐብለላትና።

[:swvar:text:838:]
[:swvar:text:838:]