www.eri-platform.org


12.05.2022

 

ዳግም ምዉቕ ዮሃና ንፕሮፌሰር ኣስመረት ኣሰፋው በርሀ!

 

ላዕለዋይ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ (ሰነት) ነቲ ኣብ ሚያዝያ 2021 ብፕረዚደንት ባይደን ዚቐረበ ምምዛዝ ፕሮፌሰር ኣስመረት ከም ዳይረክተር ቤት ጽሕፈት ሳይንስ ኣብ ክፍሊ (ሚኒስትሪ) ጸዓት ኣመሪካ ኣጽዲቑ። ብኣጋጣሚ ናይዚ ምጽዳቕ መዝነት ዳግማይ ምዉቕ ዮሃና ብምቕራብ፡ ኣብቲ ዘመናዊ ትሕተ ቅርጽን መጻኢ ጽሩይ ጸዓትን ንምህናጽ እተሰላስሎ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዕማም ምሉእ ዓወት ንትምነየላ።


www.eri-platform.org